ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ ተመሊሱ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ ካብ ካይሮ ከምዝተፋነወ egypttoday.com ሓቢሩ። ንሱ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋትሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ እዋናዊ ዞባዊ ፖለቲካውን ጸጥታውን ምዕባሌታት ብኸመይ ከምዝገጥሙዎ ከምእተዘራረበ እቲ መርበብ ሓበሬታ የገንዝብ። ክልቲኦም ወገናት `ጸጥታን ምርግጋእን ንምውሓስ` ኣብ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *