ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ኣል ሲሲ ንምርኻብ ሎሚ 9 ጥሪ ካይሮ ኣትዩ።

ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ኤርትራ ኣትዮም ከምዘለዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ ግዜ ከምኡ `ውን ሱዳን ሰራዊታ ኣዋፊራ ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ ኣብ ዘላትሉ እዋን፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ኣል ሲሲ ንምርኻብ ሎሚ ንጉሆ 9 ጥሪ ካይሮ ኣትዩ ከምዘሎ Egypt today ዝተባህለ ጋዜጣ ግብጺ ሓቢሩ። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *