ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ወያነ ሕነ ንምፍዳይ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተወሃሃደ መጥቃዕቲ ንምግባር ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ኣብ ልዕሊ ወያነ ሕነ ናይ ምፍዳይ ሕልሚ ዘለዎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስ ዝርካቡ ሰራዊት 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተወሃሃደ መጥቃዕቲ ንምግባር ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ንኣዘዝቲ ሓይልታት ምክልኻል ሓደ ብሓደ እናረኸበ ዝገብሮ ዘሎ ዝርርብ፡ ወያኔ ወተሃደራዊ ዓቕሙ አይተዳኸመን።  ወያነ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*