ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን 5 ነጥቢ ዝሓዘ ስምምዕ ምኽታም ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምፍርራሞም፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ወደባት ብሓባር ከማዕብላኦ ምዃነን ወግዓዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ። ትማሊ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢ ኣሕመድ ዝመርሖ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*