ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ዕለት: 02/03/2018 ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 11 መጋቢት 2018 ካብ ሰዓት ሓደ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ከምኡ`ውን ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*