ዝርርብ ምስ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ( ንኤርትራ ዝምልከት ክፋሉ – ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ዝተርጎምናዮ)

ክቡራት ተኸታትልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ቀጺልና እነቕርበልኩም ትሕዝቶ፡ ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ብእንግሊዝኛ ዝሕተም ጋዜጣ ኢትዮጵያ ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ለውጢ መሪሕነትን ቅልጡፍ ጽገናዊ ለውጥታትን፡ ኣንፈት ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት፡ ምስ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስተር ማይክ ራይነር ካብ ዝገበሮ ቃለመጥየቕ ነቲ ንኤርትራ ዝምልከት ቆልጪልና […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*