ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ማሕላ ኣብ ዝፈጸመሉ ኣጋጣሚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ሽግር ብሰላም ንምፍታሕ ዘለዎ ቅሩብነት ገሊጹ።

ኣቦ ወንበር ኢህወደግ ኮይኑ ተመሪጹ ዝቐነየ፡ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ሎሚ ሰኑይ  2 ሚያዝያ 2018 ኣብ ቅድሚ ፓርላማ እታ ሃገር ቃል ማሕላ ከምዝፈጸመ ብ ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ተቓሊሑ። እቲ ሎሚ ቃለማሕላ ዝፈጸመ፡ ወዲ 42 ዓመት ዶር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መዳያት ጽገና ብምትእትታው […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*