ጋዜጣዊ መግለጺ – ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሻርለት ፡ ሰሜን ከሮላይና

ቀዳም: ታሕሳስ ዕለት 2፡  ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ  ኣብ ከተማ ሻርለት ሰሜን ከሮላይና ህዝባዊ ኣኼባ ብምክያድ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ብተማሃሮን ወለድን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-እስላምያ ዝተገብረ ተባዕ ሰላማዊ ሰልፍን ዘቲና። ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*