ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ንሕዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡ ንህዝብታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓለምን ድማ ብሓፈሻ፡ ሓዲሽ ናይ ሰላም ጩራ ተስፋ ዝሃበ፡ ኢትዮጵያ ንውሳነ ናይ 2002 ኮምሽን ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ብዘይ ቅድመ ኩነት ከምትቕበሎን ከምተተግብሮን መግለጺ ኣውጺኦም። እዚ ናይ ርሕቁን ቀረባን ዝጠመተ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*