ፈስቲቫል ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣትላንታ ብተሳታፍነት ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሰሜን ኣመሪካ እንተላይ ካናዳ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ትማሊ 3 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ ተኸፊቱ።

  ስቲቫል ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣትላንታ ብተሳታፍነት ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሰሜን ኣመሪካ እንተላይ ካብ ካናዳ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ትማሊ ዓርቢ 3 ነሓሰ 2018 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ድሕሪ ብኣቦ ወንበር ኤርትራውያን ኣመሪካውን ኮሚኒቲ ኣትላንታ፡ ኣብ ኣዳራሽ Eritrean American Community Centre Atlanta ብወግዒ ተኸፊቱ ይቕጽል ኣሎ። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*