ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰለስተ ኣንቴኖቭ ነፈርቲ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣሕሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም።

ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰለስተ ኣንቴኖቭ ነፈርቲ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣሕሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። እተን ኣንቴኖቭ ዝዓይነተን ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ጸላም ተጎልቢበን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሓይሊኣየር ኤርትራ ከምዝዓረፋ እቶም ምንጭታት የረድኡ። እቲ ሓበሬታ ካብ ዝበጽሓና ክልተ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*