ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምኡ `ውን መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ- ኡን ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ሰዓታት ኣብ ሲንጋፖር ታሪኻዊ ርክብ ብምክያድ ሓባራዊ ስምምዕ ተፈራሪሞም።

ዝርዝር ናይቲ ዝምምዕ ከምዘይተገልጸ፡ ቢቢሲ ዝርከቦም ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ክሕብሩ ከለዉ፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ `ቲ ርክብ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ርክብ፡ ` ክፉት፡ ቅጥታውን ውጽኢታውን` ከምዝነበረ ሓቢሩ። ፕረዚደንት ትራምፕ፡ `ጸወታታት ኲናት` ደው ከምዘብል ክገልጽ ከሎ፡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን መደበር […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*