ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣመሪካ ን ዮርሳለም ከም ዋና ከተማ እስራኤል ብወግዒ ከምዝፈለጠታ ሎሚ ምሸት ገሊጹ።

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ብቴለቭዥን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣሻማዊ ስጉምቱ ዕንቅፋት መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍሊስጤምን ክኸውን `ዩ ተባሂሉ ካብ መላእ ዓለም ንዝገጠሞ ተቓውሞ ዕሽሽ ብምባል፡ ኣመሪካ ን ዮርሳለም ከም ዋና ከተማ እስራኤል ብወግዒ ከምዝፈለጠታ ብምርግጋጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ቴላቪቭ ናብ ዮርሳሌም […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*