ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ ሰልፊ ANC ብዝገበረሉ ጸቕጢ ስልጣን ድሕሪ ምልቃቑ ሚስተር ሲሪል ራማፎዛ ሎሚ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ብምዃን ቃል ማሕላ ፈጺሙ።

ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ዝመርሖ ዝነበረ ሰልፊ ANC ማለት ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ስልጣን ክለቅቕ እንዘየለ ግን ንምውጋዱ ኣብ ፓርላማ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ክካየድ ምዃኑ ብዝገበረሉ ብርቱዕ ጸቕጢ ስልጣን ክለቅቕ ድሕሪ ምግዳዱ ሚስተር ሲሪል ራማፎዛ ሎሚ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ብምዃን ቃል ማሕላ ፈጺሙ። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*