ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ብምዃን ሎሚ ቃለ-ማሕላ ፈጺሙ።

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ብምዃን ሎሚ 20 ጥሪ 2017 ቃለ-ማሕላ ፈጺሙ። ንሱ ኣብ ጽምብል ቃለ-ማሕላኡ ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ ኣመሪካ ፋብሪካታት ዝባደሙላ፣ ገበናት ዝሳዕረረላ፣ ስርዓተ- ትምህርቲ ዝወደቐላ ሃገር ኮይና ምህላዋ ብምጥቃስ፣ ዘበነ ፕረዚደንትነቱ ኣብታ ሃገር ለውጢ ከምጽእ ምዃኑ ተመባጺዑ። ፕረዚደንት ትራምፕ ዘስምዖ መደረ፣ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*