10 ኣባላት ምክልኻል ናብ ሱዳን ከምልጡ እናተጓዕዙ ከለዉ ኣብ ከባቢ ማህሚመት፡ ከምእተታሕዙ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ጽሕፈት ተዋፊሮም ዝሰርሑ ዝነበሩ 15 ኣባላት ምክልኻል ካብ ባጽዕ ተበጊሶም ናብ ሱዳን ከምልጡ እናተጓዕዙ ከለዉ፡ 10 ካብኣቶም ብ ሓሙስ 10 ግንቦት ኣብ ከባቢ ማህሚመት፡ እስራይ ዝብሃል ቦታ ከምእተታሕዙ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ከባቢ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣባላት ስለያ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*