2018 ዓ.ም. ዓመተ ቅዋም፡ ዓመተ ሰላም፡ ዓመተ ልዋም፡ ንህዝቢ ኤርትራ ታሪኻዊ ጸዋዒት ንወለዶ ፍትሕን ንኹሉ ሰራዊት ስርዓተ ሕግን ቅዋምን ኤርትራ፡

እዚ ጽሑፍ እዚ፡ ኣብ’ዛ ሓዳስ ዓመት፡ ዓመተ 2018 ዓ.ም.፡ ኤርትራ ሃገርና መሰል ዜጋታታ ዝኽበረላ ቅዋማዊትን ደሞክራሲያዊትን ሃገር ምእንቲ ክትኮነልና፡ ኩልና ኤርትራውያን ነቲ ብህዝባዊ ተሳትፎ ተነዲፉ 23 ግንቦት 1997 ዓ.ም. ብሃገራዊ ባይቶ ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋም፡ ከም ሓደን ቀንድን መፍትሒ ሃገራዊ ጉዳይና ወሲድና፡ ንትግባረኡ ብሓድነትን ስምረትን ተወፊና […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *