No Image

ኤርትራዉያን መንእሰያት፡ ደምኩም ንንግስነት ስዑድ ዓረብ ክሽየጥ ተዳልዩ’ሎ

September 24, 2018 admin 0

ነገስታት ስዑድ ዓረብን ኢማራትን፡ መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲመን ኣብ ማያዊ ግዝኣትናን ወደብ ዓሰብን ዘካይዶኦ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምስፍሕፋሕ፡ ንመራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራተን ብምዕዳምን ዝለዓለ መዳልያ ኣብ ክሳዶም ብምንጥልጣልን ሚልዮናት ዶላራት ብምምጣውን፡ […]

No Image

ንሳ መሰስ ጓላ መሰስ ድሕሪአን ኣቢ ሃሰስ

September 23, 2018 admin 0

ኤርትራ ካብ ነዊሕ ግዜ ዝማዕበለ ናይ ስደትን ብርሰትን መስርሕ  ክትበርስ ዝጸንሐት ሃገርያ። ነዚ ብጽንዓቱን ጭዉነቱን ዝልለ ዝነበረ ህዝቢ ኣብ ዝተናወሐ መሪር መግዛእቲ ሃገራዉነቱ ኣጥፊኡ ናብ ስደትን መከራን ክዝሮ ብስርዓት ህግደፍ […]