No Image

ብስራት ዳግማይ ምጅማር ፈነወ ሳትላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ – Update: So far $1500, £250.00, €100.00, 6000 NOK Donated. Thank you ! – KEEP DONATING!

April 23, 2018 admin 0

ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ […]

No Image

ካብ ኣስመራ ዝብጽሓና ሓበሬታ

April 22, 2018 admin 0

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ `ኣካይዳና ገምጋም የድልዮ ኣሎ፡ ምትእትታው ህግደፍ ኣብ ዕማማት ሚንስትሪታት ገደብ ይገበረሉ፡ ንብረት ህዝብን ሃገርን ብፍላይ ኣታዊታት ወርቂ ዕደና ቢሻ ወግዓዊ ጸብጻብ ክግበረሉ ኣለዎ` ብምባል ኣብ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት […]

No Image

ዜና ወፈያ – ንደገፍ ሳተላይት ራድዮ ድምጺ ኣሰና

April 22, 2018 admin 0

ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ደገፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ኣብ ዳግማይ ምጅማር ሳትላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ ተወሳኺ ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብሩ ንዘቕረብናሎም ጻውዒት ኣውንታዊ ምላሽ ብምሃብ ኣበርክቶ ክገብሩ ጀሚሮም ኣለዉ። በዚ […]