In Pictures: Demo in Addis Abeba in support of COI

እቲ መዝገብ ታሪኽ ብደሚቕ ሰኒድዎ ዝሓልፍ ታሪኻዊ ሰለማዊ ሰልፊ ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ሕጂ ካብ ኣፍደገ ገነት ሆቴል ናብ ቅርዓት ቤጽ ሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ፈሊሙ እነሆ። ኣብዚ ብብዝሒ ውዑይ ደም ሓይሊ መንእሰይ ዝዓብለሎ ርሱን ሰለማዊ ሰለፊ ከምቲ ብዓይነይ ዝርእዮ ዘለኹ ኩሎም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣርቲስትን ሞያውያን ከምኡውን ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ እዕዘብ ኣለኹ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ኩሉ እቲ ካብ ማዕዶ ንዝከታተል ሓደሽቲ ሓበሬታ ናይዚ ጉዕዞ ኣብ ቀጻሊ

ኣራንቺ

Read More …

This post originally appeared on asmarino.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *