International Volunteering Award ተባሂሉ ንዝፍለጥ ምስ መዓልቲ ወለንተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኣሳሲሩ 5 ታሕሳስ ዝወሃብ ኣህጉራዊ ሽልማት ተሓጽያ ዘላ ዶር ኣልጋይነሽ ፍስሃ ጋንዲ ምእንቲ ክትዕወት ድምጽና ንሃባ።

ቀዋሚ ቦታኣ ኣብ ሚላኖ ዓዲ ጥልያን ዝኾነ ክኢላ ሕክምና ኤርትራዊት ገባሪት ሰናይ ዶር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ መስራቲት ናይቲ `ጋንዲ` ዝብሃል ዘይመንግስታዊ ወለንታዊ ማሕበር እያ። ነቶም ዝተፈላለዩ ሓደጋታት እንተላይ ሽግራት ዘይሕጋዊ ኣሰጋገርትን ጨወይትን ሰጊሮም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምድሓን ድማ ንሓያለ ዓመታት […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*